ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝጻወት ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ብምውጻእ ፈላሚ ዓወት ሓፊሱ ኣሎ። ኣብቲ ኣዝዩ ተቐራራቢ መዛዝሚ ሕንጻጽ ንሄኖክ ...
ኣብ ፈረንሳ ከተማ ማርሰል ዝርከብ ቆንስል ሩሲያ ሎሚ ሰኑይ ክልተ ተተኾስቲ ተደርቢዮም እቲ ሓደ ከም ዝተፈንጀረ ምንጭታት ፀጥታ ፈረንሳ ገሊፁ። እቶም ተወንጨፍቲ ነቲ መንድቕ ኣፍሪሶምዎ እንተኾይኑ ...
"ቀንዲ ጉዳይና መንግስቲ ጀርመን ብቕልጡፍ ክንምስርት እዩ። ኣብ ፓርላማ ድማ ድልዱል ልዕልና ክህልወና እዩ’’ ኢሎም። ርሑቕ የማናይ ፓርቲ ኤ.ኤፍ.ዲ ካብቲ ዝሓለፈ ምርጫ ዕፅፊ ደገፍ ረኺቡ ኣሎ። ...
ብሰንኪ ዝተሓላለኸ ረኽሲ ሳንብእ ሆስፒታል ዝኣተዉ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ፍራንሲስ ፀጥታ ዝሰፈኖ ለይቲ ኣዕሪፎም ሓዲሮም ክትልብ ቫቲካን ሎሚ ሰኑይ ገሊፃ። ትማሊ ሰንበት ...
ክፍሊ ትረጀሪ ኣመሪካ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ኲናት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ገይሩዎ ዝበሎ ምትእትታው ስዒቡ እገዳ ኣንቢሩ። ካብቲ ሚኒስትሪ ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብዚ ብኣመሪካ ...
ሓማስ ሎሚ ሓሙስ ብኣማኢት ዝቑጸር ሰባት ኣብ ዝተረኽብሉ ሬሳታት ኣርባዕተ ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ ሰባት ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ንእስራኤላውያን ስድራቤታት ኣረኪቡ። ሰለስተ ካብቲ ሬሳታት ናይ ሓደ ስድራቤት ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ...
ኣብ መንጎ ኣመራርሓኡ ክፍፍል ዝገጠሞ ህወሓት መበል 50 ዓመት ምስረትኡ ሎሚ 11 ለካቲት ኣኽቢሩ። ኣብ መቐለ ኣብ ዝነበረ ኣከባብራ፡ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል “ሓጋዊ ሰውነት ...
ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ክቱር ዋዒን ምውዳቕ ተመሃሮን፡ ደቡብ ሱዳን ካብ ትማሊ ሓሙስ ጀሚራ ንዝመጽእ ክልተ ሰሙናት ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕጾ ሚኒስትሪ ትምህርቲ መምርሒ የሕሊፉ። ኣገልግሎት ዜና ...
ተወከልቲ ዩክሬን ኣብ ዘይተረኽቡሉ፡ ብሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ሩስያን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ርክብ ኣካዪዱ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ነቲ ንኣስታት ...
(ኮሌራ) 15 ሰባት ከምዝሞቱ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ክልል ኣፍሊጡ።እቲ ለበዳ ፈለማ ኣብ ዝተራኣየሉ ዞባ ኑዌር ግና ክሳዕ ሎሚ በቲ ሕማም 18 ሰባት ከምዝሞቱ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ዞባ ኣቶ ጋትቤል ግርማል ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም ኣለው። ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና ጋምቤላ ዶ/ር ኣቤል ኣሰፋ ብወገኖም "ዝሓለፈ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results